ፒኤስቲ ብዛዕባ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ካብ ሕሉፍ የማናውያን

Terrortrusselen fra høyreekstremister er nå like stor som fra ekstreme islamister. Det mener Politiets sikkerhetstjeneste. Trusselen fra høyreekstreme har utviklet seg negativt fra i fjor. PST sier det er mulig at det vil skje et terrorangrep i Norge i året som kommer.
ራዕዲ ናይ ግብረሽበራ ካብ ሕሉፍ የማናውያን ምስ ሕሉፋት ኣስላም ተዳሪግዎ ኣሎ። እዚ ናይ ውሕስነት ኣገልግሎት ዝህቡ ፖሊስ ዝበልዎ እዩ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ራዕዲ ካብ ሕሉፍ የማናውያን ዝለዓል ኣሉታውነት ኣማዕቢሉ ኣሎ። ፒኤስቲ ከም ዝበልዎ፣ ኣብዚ ዝመጽእ ዓመት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ከይተኻየደ ኣይተርፍን እዩ ይብሉ።

17.02.2021 ካልእ ዝባህሎም ሰባት ብዙሓት ተኸተልቲ ናይ ኢንስታግራም ይረኽቡ

20.02.2021 ማህረምቲ፣ ስነኣእምራዊ ጸገም ዘለዎ ሰብኣይ ናይ ኣእምሮ መድመይቲ ኣኸቲሉ

20.02.2021 ‘ተለኺፎም’ ዝተባህሉ ተመሃሮ ናይ ጽልኢ መልእኽታት ይስደዶም።