ድሕሪ 19 ዓመት ካብ ኖርወይ ተጠሪዛ

Yasmin Kristensen fra Lyngdal kastes ut av Norge etter 19 år. Hun løy om hvilket land hun kom fra, et brudd på utlendingsloven. Firebarnsmoren mener at det er urettferdig at barna må betale for en feil hun har gjort.
ያስሚን ክሪስተንሰን፣ ተቐማጢት ልይንግዳል፣ ድሕሪ 19 ዓመት ካብ ኖርወይ ተሶጊጋ። ንሳ ከምቲ ካብ ኩሉ ንወጻእተኛ ዝጥለብ ሕጊ ዜግነታን ወይ ዝመጸትሉ ሃገር ሓስያ ስለ ዝሓበረት እዩ። እዛ ኣደ 4 ቆልዑ፣ በቲ ንሳ ዝገበረቶ በደል ደቃ ዋጋ ክኸፍሉ ክሕተቱ ርትዓዊ ኣይኮነን ብሃሊት እያ።

ኖርወጃውያን ናብ ስቪንሱንድ ይምለሱ። 11.06.2021

ቨዱም ቀዳማይ ሚኒስተር ክኸውን እዩ 05.06.2021

ህጹጽ ጠለብ ንስራሕ ዝደልዩ 05.06.2021